ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ 34
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ስለ ይደሊ:: መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማለነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ
3. ናይ ግብሪ ከላይ ተሰራ ሽህ ዘለኩም :
4. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፡ኣድራሻን፡ ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/09/2017ዓ/ም ክሳብ 10/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4.00 ክትቕርበት፡ ናደፍ ትስእሉ ::
5. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/10/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ O8 ይከፈት
6. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::
7. ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን :
8. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::
9. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ የምልኡ
10. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚፄ ኣለኩ
11. ዋጋ ወኒሁ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
12. ትካለና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሌእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዪ፡፡
13. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ።
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ብሰሪ 0026444876ከምዝኮነ ንሕብር::
15. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር :
16. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል
17. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ወ - 01 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምብር | ሞዴል መኪና | ተርጋ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | Bush Read spring | 90385-18019 | LN-166 | 4-00782 | Pis | 08 | ||||
| 02 | Ldar Arm | 45490-39455 | LN-166 | 4-00782 | set | 01 | ||||
| 03 | Red Assy Tie | 45460-39505 | LN-166 | 4-00782 | set | 02 | ||||
| 04 | Dambr Assy | 45700-39046 | LN-166 | 4-00782 | Pis | 01 | ||||
| 05 | Heed PAump | 22140-54730 | LN-166 | 4-00782 | set | 01 | ||||
| 06 | Cauea feed Pump | 22505-54010 | LN-166 | 4-00782 | Pis | 01 | ||||
| 07 | Fuel Gump | 22511-58650 | LN-166 | 4-00782 | Pis | 01 | ||||
| 08 | ጋስነት ኪት ናይ ጋ | LN-166 | 4-00782 | set | 01 | |||||
| 09 | AIR Clener | 17801-54170 | LN-166 | 4-00782 | Pis | 01 | ||||
| 10 | Insulator Engin mounting NO 1 | 12371-66060 | HZI 105L | 4-00042 | Pis | 1 | ||||
| 12 | 9+12V 70A | ሳምፕል | HZI 105L | 4-00042 | set | 01 |