ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም/
ዕለት 05/10/2017
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝርዓይነትንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር ግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
1 | ዋይፐር የማን ፀጋም | 85212-60022/85222-60022 | set | 02 | ||
2 | ፓድ ኪት | ኒሳን ኮስተር ባስ | ሴት | 01 | ||
| 3 | ቴስትኒ | ኒሳንኮስተር ባስ | ተፅሪ | 04 | ||
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም - ዕለት-9/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልከታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት