1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን : ናይ መወደእታ ወርሒተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት ከምእዉን መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን : ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዓቀኒታት ዘማልኡ
3 መከበሪ ጨረታ ናይ መኪና ጎማ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ በምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ 2/10/2017 ዓም ክስብ 16/10/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ መፂእኩም ምዕድጋን ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትክእሉ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝከፈተሉን ዕለት 16/10/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
6 ኣብዚ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮነ ተጫረቲ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ኣትሒዙን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ምስ ዝቀረበ ፅሬቱ ብዝምልከቶም ኣካላት ምስተረጋገፀ ናብ ቤት ፅሕፈትና ነብረት ኣታዊ ይገብር
7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 መዓለቲ ይከዉን
8 ዝቀረባ ሰነድ ጨረታ ሐዶ ኣጅናል ኣብ ኩሉ ገፅ ናይ ትካል ማህተም ክዓርፎን ሐደ ኮፒን ዘቅርብ
9 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ መዕዶ ኣጋኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘየርዳኖስ ሆቴል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344409343 0914734003 0914766550
ድሕሪት