ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ናይ ኮምፒተር ተዛማዲ ኣቁሑትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቑፅሪ 098ዓ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር/17

ዕለት 28/09/2017 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ናይ ኮምፒተር ተዛማዲ ኣቁሑትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ትካልና ብምቅራብ ዝርዝር ናይቲ ኣቑሑት ዝሓዘ ሰነድ ብር 200 /ክልተ ሚኢቲ/ ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ዳሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ም/ር ቀሪቡኩም ካብ ዕለት02/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም ሰነድ እናመፃእኹም ክትወስዱ ከም እትኽእሉ እናገለፅና ተጨራታይ እዞም ቀፂሎም ዘለው ነጥቢታት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ከማልእ

ይግባእ ፡፡

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሃደሰ ኮፒ ብምቅራብ

2. ዝተመዝገበሉ መለለይ ቁፅሪ /Tin/ ኮፒ ብምቅራብ ፡፡

3. ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት/ ምስክር ወረቐት ኮፒ ብምቅራብ፡፡

4. ናይ 2017 ዓ/ም መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ኮፒ ብምቅራብ፡፡

5. -ናይቲ ጨረታ መክበሪናይ ኮምፒተር ተዛማዲ ኣቁሑትን 15000 ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝኸእልን

6. ቫት ሓዊሱ ክመልእ አለዎ ፡፡

7. ናይ ወርሒ ሚያዝያን ጉንበትን ዴክላረሽን ዝክፈለሉ ከቕርብ ኣለዎ፡፡

8. ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ዳ/ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብምውሳድ ብክልተ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፅን የእቱ፡፡

9. እቲ ዝተዳለወ ሳዕን ክሳብ ዕለት 16/10/17 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ክፍቲ ኮይኑይፀንሕ ፡፡

10. እቲ ዝተዳለወ ሳፅን ዕለት 16/10/17 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕሸግ፡፡

11. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዕለት 16/10/17 ዓ/ም ሰዓት 8፡05 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ፣ ኣብ ዘይተረኸብሉ እውን እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ከም ዝኸፈት ፡፡

12. ዝሸነፈ ተጫራታይ ንዘሸነፈሎም ኣቁሑት መጓዓዓዚኾነ መፅዓንን መራገፍን ባዕሉ ይሽፍን /ናብ ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ የርክብ፡

13. ተጨራታይ እቲ ጨረታ ኣሺንፍካ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕል ብምእሳር ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ተከታተልቲ መዓልቲ ንብረት የቅርብ፡፡

14. ብውዕሉ መሰረት ብእዋኑ ንዘይኣቅረበ ኣቁሑት በቲ ናይ ጨረታ ደንቢ መሰረት ኣብ መዓልቲ 1/1000 ብር ይቅፃዕ ፡፡

15. ዝኮነ ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዋጋ ኣብቲ ዝወሰዶ ዝተዳለወ ባዶ ሰነድ ጨረታ ብትክክል ኣቀሚጡ ክወዳደር ኣለዎ ካብኡ ወፃኢ ብካሊእ ሰነድ ዘቅርብ እቲ መስራቤት ኣይቅበሎን ውድቂ ይኸውን፡፡

16. ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ኣይፍቀድን ኣድላይ ኣብ ዝኮነሉ ድማ ኣብመብርሂ ይመልእ

17. ኣብ ዘቅርቦ ናይ ጨረታ ሰነድ ስሙ ፌርሙኡን ኣድራሽኡን ማህተም ናይቲ መቅረባይ (ድርጅት) ብትክክል ከቅምጥ ኣለዎ ፡፡

18. ንምንባብ ኣፀጋሚ ዝኾነ ፊደል ወይ ኣሃዝ ዘቐመጠ ብቀጥታ ካብቲ ጨረታ ትስረዝ፡፡

19. እቲ ትካል ኣብ ሓደ አይተም 20% ምውሳክን ምቅናስን ይክእል እዩ፡፡

20. እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

21. ናይ ኮምፒተር ውሕስና ን1/ሓደ/ ዓመት ክህብ ዝክእል፡፡

22. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 75 47 59/09 14 75 43 60//ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኹም።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s