ቁፅሪ ጉደ/511/01/8-2/17
ዕለት 24/09/2017ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01003 Model HZ ኮፕራ መኪና ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
| 1 | ኦይል ፊልተር | 23390-64480 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ፍዩል ፊልተር | 90915-30002 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 3 | እስፓይደር ኪት | 04371-60060 | ኪት | 02 | ||||
| 4 | ኦልተርኔተር አሰይ | 27060-17210 | ሴት | 01 | ||||
| 5 | ዶር ግላስ ሬጉሬተር | 69802-60070 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 6 | ሹ-ኪት | 04495-60070 | ሴት | 01 | ||||
| 7 | ሾክ ኣቭዞርቨር ቅድሚት | 48511-69595 | ቁፅሪ | 02 | ||||
| 8 | ሾክ ኣቭዞርቨር ድሕሪት | 48531-69805 | ቁፅሪ | 02 | ||||
| 9 | X-Pro ባትሪ | 70Aper | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 10 | ችንጋ ሞተር | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 11 | ስትሪንግ ኦይል ሪዘርበር ታንከር | 44360-60101 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 12 | ካፕ | 44305-22060 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 13 | ፓወር ስትሪንግ ኪት | 04445-60050 | ቁፅሪ | 01 | ||||
መተሓሳሰቢ
ሽምን ፊርማን መቅረባይ_
ድሕሪት