ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት። ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም -27/09/2017 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 27/09/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምው 7 VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑ
ሞዴል HZ)80
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኦይል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 90915-30002 | ||
| 2 | ፊውል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 23390-64480 | ||
| 3 | ስታርተር ኣሳይ | ሴት | 01 | 28100-17010 | ||
| 4 | ዘይቲ ሞተር | ጋሎን | 04 | ቶታል በዓል | ||
| 5 | ዘይቲ መሪ | ሊትር | 01 | ቶታል በዓል | ||
| 6 | ዘይቲ ፍሬን | ሊትር | 01 | ቶታል በዓል |