ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት : ኣናሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ክዕድግ ይደሊ

ምድብ ሐደ  ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ መሳርሒ:  ፅሬት ኣቅሑት : ኣናሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት ተዛመድትን

ምድብ ክልተ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርትን ጎማ መኪና

ምድብ ሰለሰተ  ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ

1 በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ሰራሕ ፍቃድ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ከምእዉን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ዲክሊር ዝገበረሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርበ ዝክእልን

4 ተወዳደርቲ ኣብ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግዚያዊ ቤት ፅሕፈት ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ጉጅለ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ብምቅራብ ዘይምለስ 200 እናከፈሉ ካብ ዕለት 22/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 6/10/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል

5 ሰነድ ጨረታ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወጨረታ ሳንዱቅ ካብ 22/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 6/10/2017 ዓም ክትዕድጉ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዕለት 7/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ይክፈት

7 ርክክብ ንበረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ይከዉን

8 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ በቲ ኣብ ጨረታ ዝተገለፀ ኣቅሑት ብሰብ ሞያን ብምርግጋፅ ሓላፍነት ዝዉስድ አፈቲሹ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

7 ተወዳደርቲ መከብሪ ጨረታ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ : ንኤሌከትሮኒክስ 3000 : ንፅሕፈትን ንፅሬት ኣቅሑተን 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ቤት ፅሕፈትና ንዘሓቶም መረዳእታት ዋና ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ነብሰወከፍ ጨረታ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምንካይ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣብ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ዉዕሊ ከብ ዝአሰረሉ ምዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ተከታታሊ መዓልቲ ናብ ቤት ከረክብ አለዎ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0911056813 / 0914499596

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s