1 ነዘም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ናይ ባዕሎም ዘፈር ዝፈለየን ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረባይነት ካርድን ዘለኵም : ተወዳደድርቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድኩምን መቅረባይነት ካርድኩም ናይ 2017 ዓም : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት እተቅርቡ መቅረብቲ ክተወዳደሩ ንዕድም
2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ 2017 ዓም በቢወርሑ ኣታዊ ዝገብርሉ መረዳእታ ዘተሓሓዙ
5 ጨረታ ኣብ አይር ክፉት ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ንተጫረቲ ዝሽየጠሉ ግዝ ካብ 19/9/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10/10/2017 ዓም ሰዓት 11: 30 ኣጋምሸት ኣብ ዘሎ ሰነድ ጨረታ ተሸይጡ ይዉዳእ
6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተለን ዕለት 11/10/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ኣብ ዘሎ መዓልቲ ዝተሸጠ ሰነድ ጨረታ ዋና ምስ ቅደሕ ነንበይኑ ተፈላለዩ ተዓሽጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ዝርክብ ጨረታ ዝኣትዉ ኮይኑ እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 11/10/2017 ዓም ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 መከብሪ ጨረታ መሸጢ ሰነድ ጨረታን አብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ መዓቀኒ ረቆሒ ተቀሚጡ ይርከብ
8 ካልኦት ኣድለይቲ ዘበሉ ሐበሬታት እዉን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ መዓቀኒ ረቆሒ ይርከብ
9 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓርኩም ንብረት ንኩሎም ዓይነት ዕድጊታት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን ከምእዉን መጎዓዝያን ወፃኢ ሸፈንኩም ናብ ቤት ፅሕፈትና ከተማ ሰመማ ኣብ ዉሽጢ 8 መዓልቲ ክተረክቡ አለኩም
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914376030 / 0920862685
ድሕሪት