መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፡ፊርማ ፡ኣድራሻን ማህተምን ክግበር አለዎ

2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፡ቲን ናመበር መቅረባይነትን ካልኦት ዘድልዩ ደኩመንት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰዓሪ ምስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ዝርዝር ንብረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ኣብቲ ወድድር ሰዓራይ ኣካል ምስኣሰረ ዝተሐዞ ገንዘብ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሉ

6 ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/8/2017 ዓም ክሳብ 4/10/2017 ዓም ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ወረዳ ምምሕዳር ፋይናንስን ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ

7 ሰዓሪ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃበ 3 መዓልቲ ናይ ግዜ ገደብ ቀሪቦም ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ካብ  ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ናይ ሓባር ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

8 ከይዲ ዉድድር ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምምኮር ብሕጊ ዝሐትትን ዝኮነ ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘብፅሕ ዘትሓዝዎ መተሓጂ ጨረታ ከምዝዉረሰን ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑን ክፈልጡ ይግባእ

9 እቲ ጨረታ ዉደደር ምስተከፈተ ተጫረቲ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባር ካብቲ ዉድድር ንነብሶም ምግላል ኣይክእሉን

10 ጨረታ ዝከየደሉ ዕለት 4/10/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ዶሆን ዝተረከብሉ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ካብ ዘካየደሉ ዕለት ጀሚሪ ዋግኡ እስካብ ቀፃሊ 15 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን

12 ካብ ዘርረፊ ንግዲ ወፃኢ ምሳታፍ ኣይፍቀድን

13 ሰዓሪ እቲ ንብረት ካብ ዝሰዓሮ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲታት ከረክብ ዝክእል

14 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ምዉሳድ ትክእሉ

15 እቲ ዝምላእ ዋጋ ናይ ቫት ዋጋ ሐዊሱ ብትክክል ክምላእ አለዎ

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914589113

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s