ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ብኤሌክትሮኒክስ ወይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ብናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና : ብናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ብፅሕፈት መሳርሒን : ብኤሌክትሮኒክስ ወይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና : ብናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል መኪናን ዘለዎን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ቅዳሕ መረዳእታ እተቅርቡ

4 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘፈር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ ቅዳሕ መረዳእታ እተቅርቡ

6 ከምእዉን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልክምሉን ሒሳብ ዘወራረድክምሉን መረዳእታ እተቅርቡ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/9/2017 ዓም ክሳብ 26/9/2017 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ጠብያ ሐየሎም አብ ዉሽጢ ኮንደሚንየም ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 25/9/2017 ዓም ሰዓት 12:00 ክወስድ ዝክእል

8 እዚ ጨረታ ዕለት 27/9/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ኣማሊኡ እንተተረኪቡ ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝዓግቶ ነገር የለን

10 ናይ ጨረታ መክበሪ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ : ንናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና 3000 ቅርሺ : ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሞተር ሳይክል መኪና 5000 ቐርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

11 ብፅሬትን ሰሌጠንን ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914776389   / 0912995394

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s