ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንበጀት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይ ካርድን ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ወይ ከዓ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእል

3 ቫት ተመዝግበቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ተመዝገባይ ሰርተፈኪት ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ውርሒ ወይድማ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ሪፖርት ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መጠን መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 11/9/2017 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከተማ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃቦም ሰነድ ኦርጅናልን ዋጋ ዝመልእሉ ኮፒን ከእትዉ አለዎም

6 ሳንድቅ ጨረታ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

7 ተጫረቲ በዘይምርካብም ከይተከፈተ ዝምልሰ ፖስታ ኣይህልዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 20 መዓልቲ ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ብናይ ባዐሉ ትራንስፖርት ናብ ከተማ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ስቶር ከምፅእ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347701234

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s