ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም:  ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም :  ናይ 2017 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር  ሰርተፊኬት ብቅዳሕ መልክዕ ምስ ሰነድ ጨረታ ከቅርቡ ዝክእሉን : 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ  ታክሲ ክከፍል ዝክእል

3 ናይ ዝቀርብ ዓይነት ንብረት ፈቃድ ንግዲ በቲ ዘርፊ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነኒበይኑ ተዓሺጉ ክቅርብ ይግባእ

5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይኩን ትካል ዝተኣገደ ነጋዳይ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን

6 ከይዲ ጨረታ ብዘኣይአገባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሐትንን ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ንሕብር

7 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ እንትምላእ ሽም ኣድራሽ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

8 ሰዓራይ ዝፈለየሉ ንብስወከፈ ኣየተም ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ይከዉን

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን15 መዓልቲ ይከዉን

10 ንሕድሕድ ጨረታ ዋጋ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ ስፐሰፊኬሽን ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ እስፐሲፈኬሽን ምእታዉ ኣይፈቀድን ግልፂ ኣይኮነን ኢሉ ምስ ዝኣምን ድማ ብኣካል ቀሪቡ ወይ ብስልኪ ክሓትት ይግባእ

10 ጨረታ መከበሪ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ምካንኩም ክንገልፅ ንፈተዉ ከምእዉን መከበሪ ጨረታ ዝልቀቅ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን

12 ሰዓራይ ጨረታ ክኣስር ዝክእልን ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

13 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን እንተሃልዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ

14 ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ካምኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል

15 ጨረታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 8/9/2017 ዓም ክሳብ 22/9/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ሰራሕ ምምሕዳር ንብረትን እናመፃእኩም ኣብ ናይ ሰራሕ መዓሰለቲ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

16 እቲ ጨረታ 25/9/2017 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914779492 / 0952012972 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s