ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሎም ዝተዘረዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገላ መኻይን ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ

Ref.no BT-30/4673/25 

Date 14/05/2025

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ!

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሎም ዝተዘረዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገላ መኻይን ኣዋዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ እቲ ትሕት ኢሉ ዝተቐመጠ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንኸትሳተፉ ይዕድም።

ዝርዝር ናይ ጨረታ ረቛሒ

1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ ቫት ሰርተፊኬትን ናይ ግብሪ ኸፋላይ ሰርትፊኬት (II) ከቕርቡ ዝኽእሉ።

2. ተጫረትቲ ንጨረታ መኽበሪ ናይ ዘእተውዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ (CPO) ከትሕዙ ኣለዎም።

3. ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 500.00(ሓሙሽተ ሚኢቲ) ዘይምለስ ብምኽፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጐሆ 2:30 ክሳብ ድሕሪ ስዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 06/09/2017 ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕዳግ ይከኣል። ከምእውን ዝርዝር ዝሽየጥ ንብረት ብኣካል ምርኣይ ይክእል።

4. ተወዳደርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/09/2017 ዓ.ም እስካብ 30/09/2017 ዓ.ም ክሳብ ስዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክተእትዉ ትኽእሉ።

5. ጨረታ ዝኽፈተሉንዝዕፀወሉን ዕለት 30/09/2017 ዓ.ም ልክዕ ስዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ስዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

6. ተወዳደራይ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ውሽጢ 100% ብጥረ ገንዘብ ክፈሉ ንብረቱ ከልዕል ዝክእል።

7. ትካልና እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

5. ኣድራሻና ሓሚዳይ ጥቃ ማረት ጋራጅን ጉና ስቶርን ይርከብ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪታት 914-72-90-76/0911-96-90-28 ደዊልኻ ምሕታት ይክኣል።

ምስ ሰላምታ!

መዘካከሪ

ብጨረታ ዝሽየጡ ዝርዝር ንብረትን መበገሲ ዋገኦምን ኣብ ጨረታ ሰነድ ብዝርዝር ተገሊፁ ኣሎ


ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s