ናይ ፅሕፈትን ስእልን አቁሑት ምልከታ ፕሮፎርማ
| ተ.ቀ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Description | መፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part number | መዐቀኒ Unit | በዝሒ Qantiity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ፍላሽ 64ጂቢ | ሳንዲስከ | ቑፅሪ | 10 | |||||
| 2 | እስከርቢቶ ዕንቀዋይ | ኦርጂናል | 50 | ||||||
| 3 | ሻንጣ ናይ ላፕቶፕ | ማ/ይ ሻንጣ ኦርጅናል | ቑፅሪ | 5 | |||||
| 4 | ናይ ላፕቶፕ ቻርጀር | ቶሺባ | ቑፅሪ | 3 | |||||
| 5 | ናይ ላፕቶፕ ባትሪ | ቶሺባ | ቑፅሪ | 2 | |||||
| 6 | ናይ ላፕቶፕ ባትሪ | HP | ቑፅሪ | 2 | |||||
| 7 | ወረቀት ተሪ | ተደራራቢ | ቑፅሪ | 10 | |||||
| 8 | ስቴፕለር | ንኡሽተይ | ቑፅሪ | 5 | |||||
| 9 | ካቴር እርሳስ መዕረቢ | ንኡሽተይ 60 ዝሕዝ | Պի | 3 | |||||
| 10 | Water color/ማይ ቀለም | ማርስ(12) | ሴት | 10 | |||||
| 11 | Water color/ማይ ቀለም | ፎኔክስ/phonex/(18) | ሴት | 100 | |||||
| 12 | Oil color/ዘይቲ ቀለም/ | ፎኔክስ/phone×/(18) | ሴት | 100 | |||||
| 13 | ብሩሸ(oil color) | ሳምፕል መሰረት | ሴት | 100 | |||||
| 14 | ብሩሽ(water color) | ሳምፕል መሰረት | ሴት | 80 | |||||
| 15 | ወረቀት ማይ ቀለም ሓርፋፍ | ኦርጂናልsize4-2 | ደስጣ | 15 | |||||
| 16 | ወረቀት ማይ ቀለም ሓርፋፍ | ኦርጂናልsize4-3 | ደስጣ | 15 | |||||
| 17 | ባዝሊን ቅብኣት | ግርሲሊን | ፓኬት | 10 | |||||
| 18 | ስቴፕልስ ስቴፕለር ጋን | 8MM(1000) | ደርዘን | 100 | |||||
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሸን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።
4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን
5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት5/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/9/ 2007 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 8/9/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30
ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡
ድሕሪት