ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ብዝሓዞ በጀት መሰት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን : ንተሃነፅቲ መሰልጠንቲ ማሽን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ንብረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2017 ዓም ዓመታዊ ሕድሳት ዝተገበረሉን

2 መለለይ ቲን ናመበር ዘለኩም

3 ብትልምን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ናይ 2017 ዓምዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 ቫት ዝተመዝገብኩምን ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእት ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክለር ናይ ወርሒ መጋቢት ከቅርብ ዝክእል

6 እዞም ካብ 1 ክሳብ 5 ዘለዎ ደኩምንታት ኦርጅናል ምስኮፒ ከቅርብ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 6/9/2017 ዓም ክሳብ 21/9/2017 ዓም ዘይምለስ ብር 200 እናከፈልኩም ካብ ማእከል ቤት ቤት ህንፀት ዓድዋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቁፅሪ 5 እነመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

8 ዝሰዓረ ተጫረቲ ልዕሊ 10 ሽሕ ብር ዝግመት ንብረት አታዊ እንተገይሩ 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድ ዝከፈል ምካኑ ክፍልጥ አለዎ

9 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን 3000 ብር :  ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን 10000 ብር : ንተሃነፅቲ መሰልጠንቲ ማሽን 10000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 6/9/2017 ዓም ክስብ 21/9/2017 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሰነድ ጨረታ በዘይ ስርዝ ድልዝ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 21/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም በዘምቅራቦም ሰነ ስርዓት ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፈን

12 ዝሰዓረ ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ድሕሪ ሰለሰተ መዓልቲ ናይ ጥርዓን መቀበሊ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ማእከል ቤት ህንፅት ዓድዋ ኣታዊ ዝገብር

13 ዝሰዓረ ተጫራታይ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

14 ካብ ዝሰዓርክዎ ንብረት 20 መእታዊ ምዉሳክ ወይ ክምንንክ ክፍልጡ አለዎም

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342716555

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s