ን2 ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
(Request quotation)
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕላ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብኘሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ሰደቓ ዝተሓበሩ ንብረታት ንምቅራብ ድሌት ዘለዎ ተጫራታይ ዘድሊ ረቋሒ ኣማሊኡ ንክወዳደር ይዕደም፦
| ሪጋ | ዝርዝር ኣቁሑት | መዐቀኒ | ሞዴል | መግለፂ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ. | ብር | ሳ. | |||||||
| 1 | ሳልቫቶ ፀሊም | ብቁፅሪ | TVS 125 cc Glx | ኦሪጅናል | 1 | |||||
| 2 | ስፒድ ቡሺንግ/ጥርሲ/(ኪ ሎ ሜትር መዐቀኒ) | ብቁፅሪ | Boxer 150 cር | ኦሪጅናል | 1 | |||||
መቅረባይ፦
1. ናይ 2017 በጀት ዓመት ብዘርፉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል፣
2. Tin Number ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ 2017 በጀት ዓመት ብዘርፉ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ንክወዳደር ይዕድም።
4. ምልክታ ተለጢፉ ዝፀንሓለ ጊዜ ካብ ዕለት 04/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/09/2017 ዓ/ም 9:30 ድ.ሰዓት
5. ምልክታ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/09/2017 ዓ/ም 10:00 ድ.ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ዓዲግራት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን
6. እዚ ንብረት በቲ ዝተሓተተ ስፐሲፊኬሽን መሰረት ክቐርብ ኣለዎ፣ እንተዘይኾይኑ ተቐባልነት ኣይሕልዎን።
7. ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ይግባእ።
8. መረከቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ይኸውን።
9. ዝቐረበ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ኘሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ እዋን ጀሚሩ ን7ተ ተኸታተልቲ መዓልቲ ስራሕ ምዃኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ።
10. ተጫረቲ ኣብቲ ዘቕረብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህሉ የብሉን እንተልዩ ድማ ዝተኣረመ ምዃኑ ብፌርማ ክረጋገፅ ኣለዎ፡፡
11. ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምካኑ ክፈልጥ ይግባእ።
ናይ መቅረባይ/ናይ ተወደደራይ/፣
ስም
ፊርማ
ስልኪ ቁ.
ዕለት
ምስ ሰላምታ
ድሕሪት