ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ተዛመድትን : ንናይ መድሓኒት ዕድጊትን : ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩምን ካብ በጀት ዓመት ዝሐደስክምዎ ወይ ድማ ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎን : ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእልን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ መጋቢት ዲክለሪሽን 2017 ዓም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ንሐደ ሰነድ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቀረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ 30/8/2017 ዓም ክስብ 15/9/2017 ዓም ዋናን ቅዳሕን በበይን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክኣል

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት ክስብ 15/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዛይሃልዎም እዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ነብሰወከፈ ናይ ጨረታ መከብሪ ብር 5000 ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእለን ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልዎ ስርዝ ድልዝ እንትኮይኑ ተቀባለነት የብሉን

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሩ ይኩን ዘይሰዓሩ ተወዳደደርቲ ኣብ ዉሽጠ ሰለሰተ መዓልቲ ብፅሑፍ ምስቀረበልኩም ቅሬታ እንዘይኣቅሪብኩም ብድሕሪኡ ንዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ቅሬታ ኣይንቅበልን

8 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ እንተዛይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

9 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ከረከብ ይግባእ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932326414  0914741258

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s