ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብፕሮግራም መጠናከሪ ስርዓት ምግቢ FSRP ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ሕርሻ መሺነሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ ቤት ፅሕፈትና ዕድጊት ዝፈፀም ብፅሬትን ኮነ ብዋጋ ብቅዓት ምካኖም አረጋገፂ ዝመርፅ ኮይኑ ዝድለይ ዓይነት ንብረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ አሎ

  • · ዓይነት ንብረት ኔት ሸድ መግለፂኡ ብዝቀረበ ሳምፕልን መዓቀኒ ረቆሓን መሰረት መለክዒ ሜትር ስኬር በዝሒ 2000
  • · ካልኣይ ሆረየ ፕላስቲክ መግለፂኡ ብዝቀረበ ሳምፕልን መዓቀኒ ረቆሓን መሰረት መለክዒ ሜትር ስኬር በዝሒ 169

1 ብዘፈር መሳርሒ ፅሕፈት ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰ : መለለይ ካፋልይነት ግብሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ  : ዝተሐደሰመቅረባይነት ብዝፈር ዝተመዝገበ ዘቅርብ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ዲክለር ዝገበረ ዲክላራሲዩን ከቅርብ ዝክእል

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 30/8/2017 ዓም ክሳብ 6/9/2017 ዓም ይከዉን

3 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 6/9/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ከይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ አብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 4 ይከዉን


6 ጨረታ መከበሪ ብር 15000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ዋናን ቅደሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ ሐሳብ መወዳደሪ ሰነድ ከም ዉዕሊ እዉን እንተኮነ ዝቁፅር እንተኮነ አገዳደሲ ከይኑ እንተተረኪቡ ዝተዓወተ ትካል ዉዕሊ ክኣስርን ነቲ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉዕል መከበሪ ከትሕዝ አለዎ

8 ተዓዋታይ ጨረታ ዉዕሊ እንትኣስር ብዉዕሊ መሰረት ዉዕሊ እንድሕር ዘይኣሲሩ ድማ እቲ ጨረታ ካብ ዝበፅሐሉ መዓልቲ ጀሚሪ ኣብ ሓሙሽተ መዓልታት ዉሽጢ ነቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

9 ተዓዋታይ ጨረታ ዘቅርቦ ንብረት ተቀባልንት ዝህልዎ ብባዕል ሞያ ተፈቲሹ በቲ ዝተቀመጠ መዓቀኒ ረቆሒ መሰረት ድሕሪ ምርግጋፁ ኣታዊ ገይሩ ሙሉ ብሙሉእ ብዉዕሊ መሰረት እቲ ዝተሓተቶ መጠን ምቅራብ ምስተረጋገፀ እንተበዝሐ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ሙሉእ ክፍሊት ይክፈሎ

10 ተጫረታይ ዘቅርብ ጠቅላላ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘካተትን ዘይኣካተተን ምካኑ ክግለፅ አለዎ

11 ተወሳኪ እሴት ታክስ ብትክክል እንድሕር ዘይተገሊፁ እቲ ዝቀረበ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከም ዘካተተ ተቆዒሩ እቲ ዉድድር ይካየድ

12 ተጫረቲ ኣብ ዝቀርብዎ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ፊርማ ዕለት ናይ ትካል ሽምን ማህትመን ክዕርፈሉ አለዎም

13 ተዓዋታይ ጨረታ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዘረክብ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914110946 ወይ 0939212011

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s