ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ንመሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ፅሬት : መድሓኒት እንስሳ : ዘረእቲ ሕርሻን: ንደንቢ ክዳን: ማሸነሪታትን : ንኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪን : እሴት ታክስን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ማሽነሪታት : ደንቢ ክዳን : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ ንዝተረፉ ንብረታት ድማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወሰዱ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ብቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ንመሳርሒ ህንፃ : ንኤሌክትሮኒክስ : ንማሸነሪታት : ንደንቢ ክዳን:  ንኣቅሑት ፅሬትን : ንመሳርሒ ፅሕፈትን 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ዝተረፉ ንብረታትድማ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 ዝቀርብ ኩሉ ቀደማይ ደረጃ ወይድማ ፅሬቱ ዝሐለወ ክክዉን አለዎ

7 ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 29/8/2017 ዓም ክሳብ 14/9/2017 ዓም ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ 14/9/2017 ዓም ሰዓት 2:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 2:40 ደቂቃ ይክፈት

9 ሰነድ ጨረታ ዝገዘአሉን ዝአትወሉን ኣብ ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ ቁፅሪ 9 ይከዉን

9 ሰዓራይ ጨረታ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ትካል ኣታዊ ክገብር ዝክእል

11 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344443173 0914782962

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s