ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና ባትርን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
| ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Part Number/ | መለክዒ/Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Preasure plote /cover assay clutch/ | 31210-36330 | pcs | 01 | ||
| 2 | Side glass RH 1 | 62211-60090 | pcs | 01 | ||
| 3 | Cover engine under | 51442-60180 | pcs | 01 | ||
| 4 | Unit assay beam FR LH | 81170-60c11 | pcs | 01 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 21/08/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእለ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ድሕሪት