ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርያ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነዕድግ ስለ በደለና ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ደስታ ወረቀት | 80 ግራም 1ይ ደረጃ | ደስጣ | 100 | |||
| 2 | እስክርቢቶ | 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 20 | |||
| 3 | ካርቦ | 3000 CC 1ይ ደረጃ | ብደሰጣ | 10 | |||
| 4 | ፕሮቶኮል | መመዝገቢ ዓብይ | ብቁፅሪ | 10 | |||
| 5 | ቃለ ጉባኤ | ማዕከላይ | ብቁፅሪ | 10 | |||
| 6 | በዓል መስመር ወረቀት | 1ይ ደረጃ | ብደሰጣ | 10 | |||
| 7 | ሓታፊ በዓል ገመድ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 100 | |||
| 8 | ሓታፊ በዓል ብረት | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 30 | |||
| 9 | ኣጀንዳ 2017 | 1ይ ደረጃ | ብብዕራ | 10 | |||
| 10 | ፕሪንተር ቀለም | 80A 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 20 | |||
| 11 | ፕሪንተር ቀለም | 26ል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 05 | |||
| 12 | ዲቫይደር | 6 ነኮል 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 10 | |||
| 13 | ማሕተም ተለም | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 10 |
መተሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ከመልእዎ ዘግባእ
1- ማህተም ዝዓረፎ ፖሰታ
2- ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 20/8/2017 ክሳብ ዕለት 22/8/2017ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3- ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበን ቲን ቁፅረን መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ።
4- ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኹም "
5- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/8/2017 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3:30
6- ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍሩሙሉ ዓምዲ ኣየሀልዎን።
7- ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈጺሙ ተቀባልነት የብሉን።
8- ቤት ፅሕፈትና ዝሕሸ አማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
9- ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ "
10- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ።
መብርሂ
ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረትን ይፃሓፈሉ፡
ድሕሪት