ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

1 ስለዚ ካብ 9/8/2017 ዓም ክስብ 24/8/2017 ዓም ሰዓት 400 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅና ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዩኒቨርሰቲ ኣክሱም ብሎክ 85 ንናይ ህንፃ መሳርሒ ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋኩም መሊእኩም ሕድሕድሕ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለዉናዩ ሳነዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዘሐደስኩምን ክልቲኡ ገፅ ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነተ ዘለኩም ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኮንኩም ዝገልፅ ናይ ወርሒ ለከታቲት ዲክልር ዝገብርክምሉ ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል5 ናይ ለካቲት ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ዝተሐደሰ መቅረባይነት እትቅርቡን ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

7 ኩሉ እተቅርብዎ መረዳእት በግልፂ ዝንበብ ክክዉን አለዎ

8 ንናይ ህንፃ መሳርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ

9 ንጨረታ መከበሪ ብስፒኦ 15000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

10 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/8/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ዩኒቨርሰቲ ኣክሱም ብሎክ 85 ይከዉን በዓል እንተኮይኑ ንፅቢሐቱ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተከፈተሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምቅራቦም ስነስርዓት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን

12 ከይተከፈት ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህልዉን

13 ኣብዚ ጨረታ ቅሬታ ዘለኩም ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲት ቅሬታኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

14 ዝሰዓሪ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍንከቅርብ ዝክእል

15 ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

16 ኮሌጅና ካብቲ ንጨረታ ዝቀረበ 20 ሚእታዊ ናይ መዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

17 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዝተከፈተሉ ግዜ ን20 መዓልቲ ይከዉን

18 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

1 ኮሌጅና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914774370  0979416627  0923454409

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s