ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ዝኮነ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ:ደቀቅቲ መሳርሒታት : ተሽከርክርቲ  : ኤሌክትሮኒክስን ማለት እዉን ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተርን  ኣክሰሰሪን  : ቀዋሚ ንብረትን ዝገልፅ ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፋይናንስ መቅረባይነት ዘለኩምን

3 ወረቀት ምስክር ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 ሕጋዊ ዝኮነ ቅብሊት ከትሕዘ ዝክእል

5 ኩሉ መረዳእታኩም ዋና ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 ኣብቲ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን  ነንሕድሕድ 18000 :  ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 :  ንቀዋሚ ንብረት 15000 :  ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000  ከትሕዝ ዝክእል 

7 ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለክሙን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ማለት አዉን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ዲክለር ዝገበርክመሉ መረዳአታ ክተቅረቡ እትእሉ

8 ሰዓርቲ ምካንኩም ምስተፈለጥኩም ድሕሪ ናይ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ

9 ካብቲ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥር ገንዘብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ እትክእሉ

10 ሰዓራይ ነጋዳይ ወይድማ መቅረባይ ካብቲ ዝተቀመጠ መዓልቲ ወይድማ ዕለት ገደብ እንተሕሊፉ ኣብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ 0.1 ሚእታዊ ኣብቲ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላለ ዋጋ ዝቅዓፅ እንትከዉን ማይ መቅዓፅቲ መጠን ካብ ዝሰዓርዎ ልዕሊ 10 ሚእታዊ እንተኮይኑ ዉዕሊ ፈፃሚ ኣካል ዉዕሊ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

11 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ሸራሮ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልም በጀት ዕድጋ ካብ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ካልኣይ ደብሪ ክፍሊ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ

12 ሰነድ ጨረታ ካብ 13/8/2017 ዓም ከሳብ 27/8/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ትልም በጀት ዕድጋ ካብ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ካልኣይ ደብሪ ክፍሊ ዕደጋ ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ

13 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 28/8/2017 ዓም ሰዓት 4:30

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ ዝተሐለወ እዩ

15 ዋጋ እንትምላእ ኣብ ናይ ባዕሎም ሰንጠረዥ ክከዉን ኣብ ነፀላ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ አፈላለይ ክህልዉ የብልን እንተሃሊዎ ዝተሐተተ ዋጋ ዝወስድ

16 ብተወሳኪ ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህለዎ ኣይግባእን

17 ናይ ባዕልካ መብርሂ ምጥቃም ኣይፍቀድን ቅበሉነት የብሉን

18 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932037840  /  0914778526  / 0920870698   / 0930608057

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s