ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ብመበገሲ ዋጋ 6000000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) ንክትሽወጥ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ሓራጅ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

አፈ/ኸሰስቲ-እኒ ወ/ሮ ትብለፅ 354 ቁ ሰባት

አፈ/ተኸሳሲ- ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ተኸሳሲ ትካል እትፍለጥ ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ብመበገሲ ዋጋ 6000000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) አብ ከተማ መቀለ ክ/ከ/ሰሜን ጣብያ መለስ አብ ናይ ተከሳሲ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ እትርከብ ዝጫረት ሰብ እንተሃልዩ ንዕለት30/08/2017 ዓ/ም ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ 6:30 ቐትሪ አብቲ ናይ ተኸሳሲ ትካል ዝርከበሉ ቦታ ንክትቐርቡን ጨረታ ዘሸነፈ ሰብ ናይ ዘሸነፈሉ 25% ወድያው አብቲ ጨረታ ከም ዘትሕዝን ዘተረፈ ደማ አብ ዝቅፅሉ 15 መዓልትታት ጠቅሊሉ ከም ዝከፍል ፈሊጡ አብቲ ዝተጠቀሰ ቦታን ሰዓትን ተረኪቡ ንክጫረት ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ ውፅኢት ጨረታ ንምፍላጥ ንዕለት30/08/17 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ንክቐርብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ከተማ አብ ከተማ መቀለ ክ/ከ/ሰሜን ጣብያ መለስ አብ ናይ ተከሳሲ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

ካብ ሰዓት 2:30 – 6:30 ቀትሪ ይከውን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 6261 78 55

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s