ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ናይ HDPE ትቦ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ናይ HDPE ትቦ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት

1. ተጫረቲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡

3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፣

4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝከውን ብ cpo ብር10000 ከተትሕዙ እትክእሉ፡

5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፡

6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል፣

7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፣

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓንን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፣

9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም፣ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፣

10. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፣

11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር፣

12. አቲ ውድድር ITEM by ITEM መሸነፋይ ይከውን፣

13. ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 08/2017ዓ/ም 13/08/2017ዓ/ምኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን /ምም/ርን ይከውን፡

14. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክውስክ ወይ ከዓ ክቅንስ ይክእል፣

15. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/08/2017 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት4፡00 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4፡30 ይክፈት

16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ፣

17. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕ/ን/ምም/ርን ሓቲትኩም ምርካብ ትክእሉ፣

ተቁዓይነት ንብረትመግለፂዝራገፈ ሉ ቦታመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1HDPE ትቦ3ተ ኢንችመእከል ወረዳሜትር1981
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s