ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 03/08/2017ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ

ምልከታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኦዲት ን1ይ ግዜ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 03/08/2017ዓ/ም ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 24/08/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ከልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም ።

ተጫረቲ ከመልእዎም ዝግባእ ረቃሒ

1. ንቤትዕዮና (ትካልና) ኦዲት ንምከያድ ዘኽእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2. ናይ 2017ዓ/ም ወረቐት ምስከር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሃደሰን ንግዲ ምዝገባ ፤ተወሳኺ እሴት ታክስ (ተመዝጋቢ ንዝኾነ ) መለለይ ግብሪ ከፋላይነት /TIN No) ካልኦት ንጨረታ ዝጠቐሙ መረዳእታትምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ትካል ምኻኑ ፈሊጡ ዝጫረት

4. ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 03/08/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/08/207ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100.00 ( ሓደ ሚኢቲ ብር) ከፊሎም ምውሳድ ይኽእሉ

5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናሻልን ቴክኒካልን መዋዳደሪ ቀጥዕታት ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእተኦም ምስ ዋና ን /ኦርጅናል ብምግንዛብ ፋይናሻል /ዋጋ/መዋዳዳሪ ዋናን ኮፕን ነንበይኑ ኣብ ከልተ( 2ተ) ፖስታ ብጠቕላላ ኣብ 4ተ ፖስታ ብዝግባእ ታዓሸጉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫራታይ ሽም ፤ኣድራሻን፤ ፊርማን ኦርጅናልን ዋናንኮፐን ተበሃሉ ተፃሒፍለን ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ግልጋሎት ማይ ቢሮ ቁፅሪ 22 ዝተዳለወ ሳፁን ሳንዱቕ ከሳብ ዕለት 18/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድ/ሰዓት ከኣትው ኣለዎ።

6. እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 22 ዝተዳለወ ሳፁን ሳንዱቕ ክሳብ ዕለት 18/08/2017 ዓ/ም ልከዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ዕዮና ጨረታ ፖስታ ምኽፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተወሳኪ ሓበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460162 ሞባይል 0914043039 /093859788ምድዋል ይከእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s