ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ ህንፃ-መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ፕሮፎርማ ጨረታ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ ህንፃ-መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

መወዳደሪ ረቋሒታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተጫረቲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ II ዝተመዝገቡሉ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

3. ተጫረቲ አብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡሉ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ መሊእኩም ኣብ ተቅርብዎ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተምን ፊርማን ብምግባር ሙሉእ መረዳእታኦም ብጥንቃቀ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ከቅርቡ ይግባእ፡፡

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ማእከልና ብዝተዉሃበኩም /ዝወሰድክምዎ ወይ ብተመሳሰሊ ናይ ባዕልኩም ቅጥዒ መሊእኩም ክተቅርቡ ይግባእ፡፡

6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ብክፋል ይኩን ሙሉእ በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

7. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።

8. ሰዓራይ እቲ ዘሸነፎም ንብረት ብዝተጠቐሰ በዝሕን ፅሬትን በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት እንተዘይኮይኑ ኪሳራ ብናይ ባዕሉ ይከውን ፡፡

9. ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኾይኑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 01/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 03/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኾይኑ ዕለት 03/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዉዎ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተኣጓጎልን፡፡

10. ተጫረቲ እቲ ንብረት ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ተከታተሊ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ኣለዎ ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 09 14 16 09 06 ደዊሎም ክረኸቡና ይክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s