ቑፅሪ (Ref.No) 520 /ዕ/ንብ/ምም /ር- 48
ዕለት (Date) 22/07/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትቤት መዘጋጃቤትከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይሴፍትኔት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/07/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/07/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይ ዕለት 29/07/2017 ዓ/ም 03፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 04፡00 ይኸፈት ፡፡
3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ፡፡
4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ "
5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን15' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡
6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል "
7. ኣብ ከይዲ ጨረ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡
8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ላፕቶፕ | ብስፔስፒኬሽን መሰረት | ብቁጽሪ | 02 | |||
2 | ፕሬተር | ብስፔስፒኬሽን መሰረት | ብቁጽሪ | 01 | |||
3 | ቢመር | ብስፔስፒኬሽን መሰረት | ብቁጽሪ | 01 |
034440674770344-40850170344-406
ድሕሪት