ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ሎትይ ሐደ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕተኛታት ጥቅሚ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ ወርሒ ጥሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ ፀብፃብ ከቅርብ ዝክእልን ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና 100000 ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ዉሕስና ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቅለላ ዋጋ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ አለዎ

5 ተጫረቲ ኣብ ከተማ መቐለ በሌ 07 ጥቃ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኣብ ዝርከብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ብምቅራብ 200 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

6 እቲ ትካል ኣብቲ ጨረታ ዝተገለፀ መጠን ካም ኣድላይነቱ ክሳብ 5 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ክልተ ፖስታ ነንበይኑ ዋና ቅዳሕን ተባሂሉ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

8 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ 16/7/2017 ዓም ክሳብ 30/7/2017 ዓም ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሕ ኮይኑ 1/8/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ በቲ መዓልቲ 1/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዋላ እንተዘይተረከቡ ናይ መወዳደሪ ረቆሒ እስካብ ዘቅርቡ እቲ ጨረታ ይክፈት

9 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ እቶም ንብረታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ሲኦሲ ጥቃ ናይ ዝርከብ ትካል ንብረት መዓቆቢ ከቅርብ አለዎ

10 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ቅጥዒ ፊርማ ኣድራሽ ሽምን ስልኪ ቁፅርን ክፅሕፍ አለዎ

11 ሰዓርይ ቁፅሪ መጠን ዘድልይ ንብረታት ማልት እዉን ጫማ ሸሚዝ ዝመሳሰሉ ትካል ብዝቀርብዎ መጠን ዓቀን ከቅርብ አለዎ

12 እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ንኣስታት 60 መዓልቲታት ይከዉን

13 ተጫረቲ ናይቲ ብጨረታ ዝወፀ ንብረት ሳምፕል ምርኣይ ኣብቲ ትካል ዕዳግ ክፍሊ እናመፅኡ ክሪኢዎ አለዎም

14 ሰዓርይ እቲ ንብረት እንተረክብ በቲ ትካል ሳምፕል ተባሂሉ ዘቀረበ መሰረት ይከዉን

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342401921

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s