መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዲካል ኢኮዩፕመንት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ናይ መዲካል ኢኩፕመነት ዝርዝር መደብ ፉሉይ ኣዉቶሞቲቭ ኬሚስትሪ ኣናላየር በዝሒ ሐደ : ኤሌክትሮድ ኣላናየር በዝሒ ሐደ  :ፎቶትራፒ በዝሒ ክልተ : ቢሲጂ በዝሒ ሐደ ሕድሕድ ንብረት በቲ ረቆሒ ተመሊኡ ክቀርብ አለዎ

1 ዝተሐደሰሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ መለለይ ከፋሊንት ግብሪ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

2 ኣብ ሐድሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ሚዲካል ኢከዩፕመንት መቅረብቲ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርብ

4 ከምእዉን አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ዝሰዓረ ተጫራቲ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ብዝግባእ ዉዕሊ ክኣትዉ ዝክእል

6 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ኣብ መዓሸጊ ፖስታ ሽምን ፊርማን ናይ ትካልም ማህተም ክዕርፍ ይግብእ

7 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ካብ 16/7/2017 ዓምጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ ይፀንሕ

8 እቲ ጨረታ 3/8/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

9 ዝቀረብ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ ተተረኪቡ ባዕል ዋና በዘይብሉ ክክፈት ይክእል እዩ

10 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ካብ መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ካይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሓምሻይ ዳብሪ ነዚ ሰነድ መግዝኢ ዝተተመ ወጋ 150 ቅርሺ ብምክፋል ከጨክወስዱ ይክእሉ

11 መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s