ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ቤት ፍርዲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንወረዳ ፅራእ ቤት ፍርድን ወረዳ ገርዓልታ ቤት ፍርድን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ በጀት ዓመት ዝሐደሰኩምን ወይድማ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

4 ናይ ቫት ሰርትፊኬት ዘለኩም ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ዝሐለፈ ወርሒ መሰከረም 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ነሕደ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፍርድ ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ እትክእሉ

6 ዝቀረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ 17/7/2017 ዓም ክሳብ 2/8/2017 ዓም ዋናን ኮፒን በበይኑ ብፖስታ ዓሺጎም ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 2/8/2017 ዓም ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 7:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት እንተዘይሓሊዎምን እዉን አብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይከፈትን ይግምገምን

8 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ  መከበሪ ጨረታ ብኤሌከትሮኒክስ 3000  ፈርኒቸር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ማህትምን ፊርማን ናይ ባዕል ዋና እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቀባልነት ኣይህልዎን

10 ተጫራታ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሩ ይኩኑ ዘይሰዓሩ ተወዳደርቲ ኣብ ሰለሰተ መዓልቲ ዉሽጢ ምስቀረበልኵም ቅሬታ እንተዘይኣቅሪብኩም ብድሕሪኡ ንዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ቅሬታ ዘይንቅበል ምካና ንሕብር

11 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረታይ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ወዐሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣተዊ ይከዉን

12 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ቤት ፍርድ ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ እትክእሉ

13 እቲ ቤት ፍርድ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914109322  / 0914689220

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s