ኮምሽን ፕላን ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት ኣቀሑት ፅሬትን ብምድብ ሎት መቂሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ምድብ ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ብምድብ ሰለሰተ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በዚ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ ዚ ዘበን ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ ዋና ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 በዚ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብ ምካኑ ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መስክር ወረቀት ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

5 ሰዓራይ ምካኑ ምስትፈለጠ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓመሽተ መዓልቲ ንምድብ ሐደ ንምድብ ክልተ ድማ ኣብ ዉሽጠ ሸዉዓተ መዓልቲ ንምድብ ሰለሰተ አብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ እቶም ንብረታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ  ናብቲ ቢሮ እስቶር ክፍሊ ክእትዉ ዝክእል

6 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ንኩሎም ምድብ ሎት ሐደ ክሳብ ሰለሰተ ነንሕድሕዶም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሳልሳድ ደብሪ ካብ 10/7/2017 ዓም ክሳብ 23/7/2017 ዓም ምዉሰድ ይከኣል

7 ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ሰነድ መክበሪ ንሕድሕድ ጨረታ ምድብ ሐደ 5000 ቅርሺ ሎት ክልተ 5000 ቅርሺ ሎት ሰለሰተ 3000 ቅርሺ ብሽም ኮምሽን ፕላን ክልል ትግራይ ብስፒአ ወይድማ ብሰርቲፋይድ ቼክ ናብ ዝተዳለወ ናይቲ ቢሮ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 23/7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ኣብ ኮምሽን ፕላን ትግራይ  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ  ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እቲ ቢሮ ኣብ ዕደጋ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ሳልሳይ ደብሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 እቲ ጨረታ ምስትከፈተ ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

9 እቲ ቢሮ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሰኪ ሐበሬታ 0342404272

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s