ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎዋ መካይን ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎዋ መካይን ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ጥሪ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00(ሰለስተ ሽሕ)ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ዝተኣዘዘ ክራይ መኪና አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ የቕርቡ።

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/07/2016 ክሳብ 22/07/2016 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡:

ዝርዝር መኪና

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ/Specificationመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ቶዮታ ሃይሉክስ ሲንግል ጋቤና(Single Cab)2003-2008 Year
Engine Model:-1KD/2KD
Engine type:-Diesel
Fuel Consumption:- over
8k/m per 1litter
Pcs04ምስ ነዳዲ
2ቶዮታ ሃይሉክስ ሲንግል ጋቤናSingle Cab)2003-2008 Year
Engine Model:-1KD/2KD
Engine type:-Diesel
Fuel Consumption:- over
8k/m per 1 litter
Pcs04ብዘይ ነዳዲ
3ቶዮታ ሃይሌክስ ዳብል ጋቤና(Duble Cab)2003-2008 Year
Engine Model:-1KD/2KD
Engine type:-Diesel
Fuel Consumption:- over
8k/m per 1 litter
Pcs04ምስ ነዳዲ
4ቶዩታ ሃይሉክስ ዳብል ጋቤና(Duble cab 2003-2008 Year
Engine Model:-1KD/2KD
Engine type:-Diesel
Fuel Consumption:- over
8 k/m per 1 litter
Pcs04ብዘይ ነዳዲ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s