ኣብ ቤትልሕፈት ማሕበር ኢትዮ ኤሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝሰርሑ 4 መምሃሪ ክፍሊ ወይ ቤተ ንባብ ግልጋሎት ዝውዕሉ ክንሰርሕ ስለ ዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100, 000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ቤትልሕፈት ማሕበር ኢትዮ ኤሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝሰርሑ 4 መምሃሪ ክፍሊ ወይ ቤተ ንባብ ግልጋሎት ዝውዕሉ ክንሰርሕ ስለ ዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፧

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ህንፃ ኮንትራክተር ስራሕቲ ንግዲ ፈቃድ ዝሓዘ ኮይኑ ደረጃ 9ተ ልዕሊኡን ዘለዎን

2. ናይ 2017ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ ዝገልፅ ሰርተፊኬት ኦርጂናልን ኮፒን ቲን ናምበርን መረዳእታ ዘቅርብ:

3. እቲ ስራሕ ውዕል ካብ ዝኣስሩ ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ 60 ተከታተልቲ ማዓልቲ ሰሪሖም ክርከቡ ዝክእሉ::

4. ተጫረቲ ዝረትሉ ሰነድ ካብ ዕለት 8/07/2017ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ብነፃ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ክወስዱ ይክእሉ::

5. ተጫረቲ ናይ ዝረትሉ ዋጋ ዝሓዘ ሓደ ኦርጅናል ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሽም ንግዲ ፍቃዶም ብምፅሓፍ ፌርማ ብምፍራምን ማህተም ምስ ገበሩ ብምዕሻግ ናይ ዝረትሉ ፕሮጀክት ሽምን ኣድራሻን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅ/ ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 19/07/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ብኣካል ብምምፃእ ከእትው ይክእሉ በቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 4:15 ጨረታ ሳንዱቅ ይዕፀው::

6. እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 19/07/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይከፈት

7. ብር 100000 ናይ ጨረታ መከበሪ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብን ከትሕዝ ዝክእል ደረቅ ቸክን ተቀባልነት የብሉን::

8. መክበሪ ውዕሊ 5% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብ CPO ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምንጭብርባር ዝፈተነ ተወዳዳራይ ብሕጊ ተሓታታይ ምካኑ::

10. ተጫረቲ ናይ ቫት ሒሳብ ኣብ ግምት ከየእተው ክመልኡ ኣለዎም

11. በቲ ናይ ፕሮጀከት መምርሒ መሰረት ተወዳደርቲ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ መሸነፉይ ይከውን:

12. ቤት ፅ/ ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ፕሮጀከት ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ብኣካል ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0914097630/0914784483 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ኣድራሻ ዓዲ ሓቂ ኣከሊል ህንፃ ጥቃ ሓሸንገ ኮሌጅ ዝነበረ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s