ምልከታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
| P.R ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 35638 | 1 | መጋፍያ | ቑፅሪ | 50 | |||
| 2 | ናይ ስሚንቶ ሼንኬሎ | ቑፅሪ | 80 | ||||
| 3 | ሜትሮ ባዓል | 3ሜትር | ቑፅሪ | 12 | |||
| 4 | ሜትሮ ባዓል | 30 ሜትር | ቑፅሪ | 4 | |||
| 5 | ገመድ ናይ ነዳቂ | ጥቅላል | ቑፅሪ | 12 | |||
| 36644 | 6 | ማፍያ | ባዓል 10 ሊትሮ | ቑፅሪ | 5 | ||
| 36587 | 7 | ጀሪካን | ባዓለ 10 ሊትሮ | ቑፅሪ | 50 | ||
| 8 | ጀሪካን | ባዓል 20 ሊትሮ | ቑፅሪ | 30 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ሻት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ።
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ፐOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ
* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 03/07/2017 ክሳብ ዕለት 05/07/2017 ሰዓት 11:00
* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::
ድሕሪት