አከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ ::

ምልክታ ጨረታ ቁፅሪ 2/2017 ዓ/ም

አከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ :: ስስዚ ካብ ዕለት 4/07 2017ዓ/ም ክሳብ 19/07 /2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅና ዲ/ዳ/ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ስዓት ንርከበሉ ቦታ አክሱም ዩኒቨርስቲ ብሎክ 85

- ንፅሕፈት መሳርሒ ፡ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን; ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድ ሕድ ዘይምስስ ብር 100.00

- ንሕትመት ፅሬት:ዝተደሰጠ ሰነድ ዘይምስስ ንሕድ ሕድ ብር 50.00 ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊአኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ዶክሜንቱ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዮ ሳንዱቕ ከተአትው ትኽአሉ፡፡ ፡፡

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝገባሽ

- ሕጋዊ ንገዲ ፍቓድ ዘስኹምን ዘሐደስኹምን ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

- መስስደ ቁሰሪ /TI/ ዘስኹምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

- ተወሳኪ እሴት ታክስ/ት/ዝተመዝገብኹምን ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክስር ዝገበርኩምስ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

- ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘስኹምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ ኩሱ ተቕርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክኸዉን ኣስዎ

➢ ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንኤሌትሮኒክስ ኣቑሑትን ፡ ቫት ዝተመዝገብኹም ጥራሕ ትወዳደሩ

➢ ፅሬት ኣቑሑት፡ ሕትመት፣ ቫት ዝተመዝገብኹምን ዘይተመዘገብኩምን ክትወዳደሩ ትክአሱ

➢ ንጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ፡ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንሕድ ሕድ ብስፒኦ ጥራሕ 5000.00 ብር

➢ ሕትመት ፡ብር 2000.00 ብስፒኦ ጥራሕቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ኸተትሕዙ ትኽአሉ፡፡

➢ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብር 3000.00 ቅድሚ ጨረታ ምኽሩቱ ከተትሕዙ ትኽአሉ፡፡

➢ ፅሬት ኣቑሑት፡ብር 300000 ብስፒኦ ጥራሕ ቅድሚ ጨረታ ምኽሩቱ ከተትሕዙ ትኽአሉ፡፡

➢ ጨረታ ዝዕሸገሱ ዕለት 19/07/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ

➢ ጨረታ ዝኽፈተሱ ቦታ ኣብ ኣከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ዳ/ዳ/ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንኣከሱም ባንቨርስቲ ብሎከ 85

➢ ጨረታ ዝኽፈተሱ ዕስት19/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡45 ንጉሆ ባዓል እንተኮይኑ ንፅባሒቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምቕራቦም ስነ ስርዓት ምክሩት ጨረታ ኣይተዓናቀርን ከይተከፈተ ዝምስስ ሰነድ ጨረታ የለን

➢ አብዚ ጨረታ ቅሬታ ዘስኩም ሰዓራይ ካብ ዝተገስበሱ ዕስት ኣብ ዉሽጢ 3 ' ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬታኩም ክተቅርቡ ከምትከዕሱ

➢ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 ' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ሕሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 * ናይ ስራሕ ማዓልቲብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዚ ሰዐንን መራገርን ናብ ኮሌጅና የቕርብ፡፡

➢ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መኽበሪ ዉዕስ 10% ብጥረ ገንዘብ ወደ ብ ስፒኦ ዘትሕዝ

➢ ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20% ክንቅንስ ክንውስክን ከምንከአል

➢ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሱ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተ ሰሰት ን 20 ማዓልቲ

➢ ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንተም ማህተምን ፊርማን ባዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡

➢ ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንቶም ኦርጅናልን ምስ ኮፒ ከቅርቡ ኣስዎ

➢ ኮለጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሱሽ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰዘ እዩ፡፡

➢ ንተወሳኺሓበረታብኣካል ብምምፃእወይም ብስልኪ ቁፅረ 0979416627 ወይም /0923454409/ 0914774370 ምድዋል/ምሕታት/ ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s