ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትነት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉእሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካስርሕን ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንፅውዕ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቁፅሪ ኮ/ኣ/ህ/ክ/ትግ/ፈይ 00101/17

ዕለት28/06/2017 ዓ/ም

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትነት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉእሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካስርሕን ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንፅውዕ፤

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ንግድ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዝተሓደሰ

መቕረባይነትን ዝተመዝገብሉ ኮፒ ጌሩ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ኣማሊኡ ከቅርብ ኣለዎ ዝርዝር ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዕ/ፈይ/ንብ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 6 ምውሳድ ይካኣል እዩ

3/ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/06/2017ዓ/ም ክሳብ 02/07/2017ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት 03/07/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይኸፈት ድሕሪ ፕሮፎርማ ምኽፋቱ /ምዕፃው /ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን7 መዓልቲ ይኸውን

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኽፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ኣብ በዝሒ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ዝኽእል ምዃኑ

6/ መስራቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0919914018 // 0914755064 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻና፦ መቐለ 09 እንዳተክለሃይማኖት ቤተ-ክርስትያን በሪ ፊትንፊት ኣብቢሮ ሰላምን ፀጥታን ንርከብ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s