ን3ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ናዉቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅ
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእ
4. መቕባይነት ዘለዎን ከቕርብ ዝኸእል
5. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅሬቱ ዝሓለ በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
6. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
7. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 26/06/2017 ዓ/ም - 28/06/2017 ዓ/ም ይኸውን::
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 28/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር
10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ
ድሕሪት