ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ጨረታ-ምልክታ

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ጨረታ መከበሪ ናይ 3000 ብር ስፒኦ ወይ ካሽ ከትሕዝ ዝክእልን

5. ጨረታ ሰነድ oዐ ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 17/06/2017ዓ.ም ስካብ 26/06/2017ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከውን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 26/06/2017ዓ/ም ስዓት 4፡30 ለምለም ካርል ሆስፒታል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይኸውን

9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይክፈት ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

10. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

11. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s