ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ - ፅሕፈት ኣቅሑንብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 14, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑ/ፕሮ- 42

ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ - ፅሕፈት ኣቅሑንብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድሪ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሉ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 12/06/17 ዓ.ም ክሳብ 14/06/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ከፍስ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 17/06/2017ዓ/ም ስዓት 3:30 ዝኸፈት ምዃና ንገስፅ፡፡

2. አቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓሪይ ምስ ተነበረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓስቲ ስርሑ ከቅርብ ዝኽሕስ ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ለስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ : ደገባሽ ሳዓራደ ምስተባሃስ

ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካስ ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልሕላሕ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘደዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር ንዝደስ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ዴካልሰ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓስቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅኩም ውሰዱ

8. አቲ ቤት ፅሕፈት ዲዴ/ዲ/ዕ/ሩበን ምም/ር ኣብ ዘሰኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ

ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ሰ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘሰኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሱስ ወደ ብኽፋስ አቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስጠ አዩ፡፡

ዋጋ መምሰሊ

ዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ባይንደር1ይ ደረጃ ቢግ 630 ሞዴልቁፅሪ1
2ስቴፕለር1ይ ደረጃቁፅሪ8
3ኮምፒተር ወረቀት 80ግ ISO 9001/9002019A210 297mmA4ደስታ80
4ሪንግ35mmብባኮ3
5ሪንግ14 ጠጠብባኮ3
6ሪንግ22 mmብባኮ2
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s