ጨረታ-ምልክታ
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ከለች ዲስክን ጎማን ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንከትጫረቱ ንዕድም፡
1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን
2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
4. ጨረታ መከበሪ ናይ 3000 ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5. ጨረታ ሰነድ voዐ ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ
7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 28/05/2017ዓ.ም ለካብ 7/06/2007ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን
8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከውን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 7/06/2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 መቀለ ጥዕና ቢሮ ኣዳራሽ ይኸውን ፡፡
9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይክፈት
10. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል
11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ o935703350 ደውልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት