ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ

1ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ዋናን ቅዳሕን ብምቅርብ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

3 ጨረታ ሰነድ ካብ 22/5/2017 ዓም ክሳብ 6/6/2017 ዓም ክወስድ ዝክእል

4 ጨረታ መከበሪ ዘትሕዝዎ ከከም ዝጫረትዎ መጠን ገንዘብ ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ይከዉን

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 8 አብ ስራሕ ሰዓት ክወስዱ ይክእሉ

6 ጨረታ 6/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

7 ሰዓሪ ጨረታ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ እንዳስላሴ ከቅርብ ዝክእልን 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን

8 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘጫረቶ ንበረት ኣብ ነብስ ወከፍ በዝሒ ወይ መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

9 ተጫረቲ ዝኣተዉዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን 30 መዓልቲ ይከዉን

10 አብቲ ዕለት ጨረታ ዝከፈተሉ መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ዘይንሸጥ ምካኑ ንሕብር

11 ተጫቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣበዚ መመርሒ ዝተቀመጠ ካልኦት ናይ ጨረታ ጉባኣትን መረዳእታን ክሳብ ዘማለአ ብኣካል እንተዘይተረኪቡ እዉን ፖስታ ኣብ ጨረታ ክክፈት ይክእለ እዩ

12 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሓሳብ ሽምን ክታምን  ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ማህተም ክዓርፎ አለዎ

13 ሰዓራየ ዝኮነ ትካል ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0919031462 0940169577

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s