ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣብነት ዓዲ አዉን ፍርዲ ናብ ኡራኤል ቤተክርስቲያን ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ደረጃ 7 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተጫረቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 90000.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ምዝግባ ምስክር ወረቀት ንግዲ ፍቃድ ስራሕ : ናይ ተኮናተራያነት መመዝገቢ ደረጃ ዝገልፅ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ  ሰርተፊኬት ቲን ናምበር  ቁፅሪ ናይ ቫት መመዝገቢ ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ጥሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ድክለሪሽን ዘቅርቡ

2 ተጫረቲ ደረጃ ብርኪ 7 ልዕሊኡን ዝምልክት ኮይኑ አብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀከት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ 90 መዓልቲ ብር 90000 / ቴስዓ ሽሕ / ብር ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ኣብ ዉሽጢ 90 ተከታታሊ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ይግባአ

5ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 22/4/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ክይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ ብር 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ፕሮጀከት ደኩመንት ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒ ናይ መወዳደሪ ወጋ ናይ ጨረታ መክበሪን በበይኖም ተዓሺጎም መሊስካ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሽጉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ 10/6/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ብአካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፈሪሞምን ሃቲሞምን ቀደም ሰዓብ ደኩመንት እንተይዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ክቀርብ አለዎ

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ዕለት 10/6/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 330 ናይ ንጉሆ ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ክክፈት እይ

9 ቤት መዘጋጃ ካሊእ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s