ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ White board ናይ ወፃኢ120 cm x240 cmን ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ክዕድግን ከጫርትን ስለ ዝደለየ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/6008/17

ዕለት 16/05/17ዓ/ም

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ White board ናይ ወፃኢ120 cm x240 cmን ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ክዕድግን ከጫርትን ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዋ

➢ ማይን መብራህቲን ብናይ ኮሌጅና ምካኑ ፈልጥኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ

➢ ናይ ክራይ ገዛ ምስቲ ዘሎ እዋን ኩነታት ዕደጋ ኣብ ግምት ብምእታው ወርሓዊ ክፍሊት መበገሲ ዋጋ ብር 2000/ክልተ ሽሕ ብር ይከውን፡፡

➢ ሙሉእ መሳረሒ ኣቁሑት ብናይ ባዕሎም ይከውን

➢ ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ናብ ኮሌጅና መፅኡ ውዕሊ ይኣስር ውዕሊ ምስ ኣሰረ ብፅሬትን ፅፈትን ማዓልቲ ስራሑ ይጅምር፡፡

በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 16/05/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/05/17 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 20/05/7ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s