ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ

ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ዝምልከተኩም ናይዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቃሕታት ንኽቕርቡ ንገልፅ።

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።

4. ፕሮፎርማ - ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/05/2017ዓ.ም - 16/05/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:00 ዝኸፈት ይኸውን።

5. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኹም ክትወስዱ ትኽዕሉ

6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0344420221 ወይ 0914021835 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ