ፐርፎርማ ምልክታ
ንኤሌትሪክ ኣቅሑ መቅረብቲ
ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | መለሊይ | መለክዒ | በዝሒ | ዋጋ ሓደ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ዋየር ለስ ማይክ | ብቁዕሪ | ||||
| 2 | ናይ ድምፂ ገመድ | ብሜትሮ | ||||
| 3 | ብቻርጅ ዝስርሕ ዓብይ ባትሪ | ብቁፅሪ | ||||
| 4 | ድቫይደር | ብቁፅሪ | ||||
| 5 | ፕሮጀክተር | ብቁፅሪ | ||||
| 6 | ዴስክ ቶፕ ኮፒተር | ብቁፅሪ | ||||
| 7 | ላፕቶፕ | ብቁዕሪ | ||||
| 8 | በዓል 2.5 ኤሌትሪክ ገመድ | ብቁፅሪ | ||||
| 9 | ኣምፖል በዓል | ብቁፅሪ | ||||
| 10 | ብሬከር በዓል25 | ብቁፅሪ | ||||
| 11 | ባውዛ | ብቁፅሪ | ||||
➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ
➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ
➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን
➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን
➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት
0344400066
ድሕሪት