ፐርፎርማ ምልክታ
ንእስተሽነሪ ኣቅሑት መቅረብቲ
ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | መለሊይ | መለክዒ | በዝሒ | ዋጋ ሓደ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ደብተር 50ለሕ | ብደስጣ | ||||
| 2 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | ፓኬት | ||||
| 3 | ቀይሕ እስክርቢቶ | ፓኬት | ||||
| 4 | 80 ግራም ወረቐት | ብደስጣ | ||||
| 5 | ዳስተር ፀሊም ሰሌዳ | ብቁፅሪ | ||||
| 6 | ቀለም 2430 | ብቁፅሪ | ||||
| 7 | ማስተር 2430 | ብቁፅሪ | ||||
| 8 | ሓቋፊ መዝገብ | ብቁፅሪ | ||||
| 9 | ቀለም Kyocera ECOSYS M264idWKX | ብቁፅሪ | ||||
| 10 | ቀለም ፕሪንተርHP laser jet M401 pc/6 | ብቁፅሪ | ||||
| 11 | White bord parker | ብቁፅሪ | ||||
| 12 | ቀለም ፎቶኮፒ | ብቁፅሪ | ||||
| 13 | ቾክ | |||||
➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ
➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ
➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን
➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን
➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት
0344400066
ድሕሪት