ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳአታ ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተወሰክቲ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ከቅርብ ዝክእል ዲክልረሽን ከቅርብ ዝክእል

5 መክበሪ ጨረታ ሕድሕድ ሎት 10000 / ዓሰርት ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ዋናን ሐደ ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ናብ ደጋፋ ከይዲ ስራሕ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ዕለት 7 /5/2017 ዓም ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን ዕለት 19/5/2017 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ተወዳዳራይ ብትካል ዝተዉሃቦ እስፐስፊኬሽን መሰረት መወዳደሪ ትክክለኛ ዋጋ ከቅርብ ይግባእ

9 ኣብ መወዳደሪ ቫት ከይሐወሰ ዘቅረበ ተጫራታይ ቫት ከምዝሐወሰ ይዉሰድ

10 ተጫራታይ ብስፐስፊኬሽን መሰረት እንተሲሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይኣስር

8 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ኣታዊ ይገብር

9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ክዕፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

10 ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ 20 ሚእታዊ ናይ ምውሳክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ኩሎም ስምምዕ ጨረታና ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተፈፃሚ ይከዉን

12 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s