ቤት መዘጋጃ ዕዳጋ ዓርቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ሞተርሳይካላትን : መሳርሒታት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


ጨረታ ብሬደዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት : 6/5/2017 ዓም

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘቅረበን ዝሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፈልቲ ግበሪ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓም ናይ ግብሪ ኣካቢ አካል ሒሳብ ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጥረ ገንዘብ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / : ናይ ሞተር ሳይክል 50000/ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ / ወይ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ነብሰወከፍ ሰነድ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን አማሊኦም ክመፅኡ ይግባእ

7 ጨረታ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ዉዕል ንክኣስሩ ምስተአወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕል ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

8 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ዓርቢ አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንናይባዕሉ ዘፈር ካብ 2/5/2017 ዓም ክሳብ 11/5/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

10 እቲ ጨረታ 12/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 01 ይክፈት

11 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ዕለት ን 30 መዓልቲታት ጥራሕ ይከዉን

12 እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ኣቅሐ መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

13 ፅሬት ኣቅሐት ዝምልከተ ኣቀዲሙ ዝነፀረ መርኣያ ወይ ቀዳማይ ደረጃ ኣቅሓ ብበዓል ሞያን ብኮሜቴን ይከዉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s