ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና/አፅቢ ማይ ግልጋሎት ትውዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና/አፅቢ ማይ ግልጋሎት ትውዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1. ናይ ዘመኑ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ቲን ቁፅሪ /TI

NO/፣ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ዲክለሬሽን ዘቕርብ።

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ፣ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 15/04/2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 07/05/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምውሳድ ይክኣል።

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ 5,000 ብር CPO ሒዞም ክቐርቡ ኣለዎም።

4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/05/2017 ዓ/ም ስዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት።

5. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምሰ ወሰደ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10% cpo ኣትሒዙ ውዕሊ ብምእሳር ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን ናብ ናይ ቢሮና ስቶር ክፍሊ አታዊ ይገብር። 6 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማህተምን ክዓርፈሉ ኣለዋ።

7. ኣብ ዝቐረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኾይኑ ተቐባልነት የብሉን ።

8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነኒ በይኑ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርብ ዝኽእል።

9. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13 ።

11. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።

12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914727578/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ